Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ መናእሰይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ መናእሰይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ተዓዊተን።

እተን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ኢየን ተዓዊተን ተባሂሉ።

ብመሰረት እዚ ኣትሌት ማርታ ኣለማየሁ፣ ኣሳየች ኣይቸውን ሮቤ ዲዳን ብቕደም ሰዓብ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ምዝዛመን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.