Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ክልተ ተመዲባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ክልተ ምስ ኤርትራን ቡሩንዲን ተደልዲላ።

ትሽዓት ሃገራት ኣብ ዝሳተፋሉን ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦን ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ፥ ምድብል ድልድል ዕላዊ ኮይኑ።

ብመሰረት እዚ፦

1ይ ምድብ, ዩጋንዳ፣ ታንዛኒያ፣ ዲሞክራቲክ ኮንጎ

2ይ ምድብ, ኢትዮጵያ፣ ቡሩንዲ፣ ኤርትራ

3ይ ምድብ, ጂቡቲ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኬንያ ኮይነን ተደልዲለን።

ፍልፍል፦ ሶከር ኢትዮጵያ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.