Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 212 ነጥቢ 4 ቢሊየን ኣታዊ ምእካብ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 212 ነጥቢ 4 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ገሊፆም።

እቲ ምኒኒስቴር፥ ኣብ በጀት ዓመተ 2013 ዓ.ም ካብ ሓምለ ክሳብ 30 መጋቢት ብር 213 ነጥቢ 8 ቢሊየን ንምእካብ ተሊሙ ልዕሊ ብር 212 ነጥቢ 4 ቢሊየን ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።

ብመዘሰረት እዚ ድማ 99 ነጥቢ 36 ሚኢታዊ ትልሙ ከዕውት ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡

እዚ ድማ ምስ ዝሓለፈ ዓመት እንትነፃፀር ብር 29 ነጥቢ 2 ቢሊየን ወይ እውን 15 ነጥቢ 95 ሚኢታዊ ሓለፋ ከምዘርኣየ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ እቶም ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.