Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ምብፃሕ ናውቲታት ምርጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ምብፃሕ ናውቲታት ምርጫ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ምብፃሕ ናውቲ ኣብቲ ዞባ ኣበ ዝርከባ 11 ክልላት ምርጫን 1 ሺሐን 540 ጣቢያታት ምርጫን ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ሓላፌ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር እቲ ዞባ ኣይተ ደበሌ ወርቁ ከምዝበልዎ፥ እቲ ምበፃሕ ናውቲ ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ምርጫ ዘይካየደሎም 32 ጣቢያታት ምርጫ ኣየካትትን።

ብኣፈወርቅ እያዩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.