Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ካፋ ንዝካየድ ምርጫ ዘገልገል ናውቲታት ተባፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ካፋ ንዝካየድ ምርጫ ዘገልገል ናውቲታት ከምዝተባፅሐ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምርጫ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ዞባ 8 ክልላት፣ 590 ጣቢያታት ምርጫ ከምኡውን 13 ንኡሳን ጣቢያታት ምርጫ ከምዘሎ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣሕመድ ኣባተማም ገሊፆም።

7 ፓርቲታት ፖለቲካ 112 ሕፁያትን ንሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ከምዝነሓንሑ ድማ ሓቢሮም።

ኣብቲ ዞባ ንዝካየድ ምርጫ ዘገልገል ናውቲታት ይባፃሕ ከምዘሎ ተዛሪቦም።።

ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝካየድ ምርጫ ድምፂ ንምሃብ 524 ሺሕን 686 ሰባት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም።

ብፍሬህይወት ሰፊውን ኣለማየሁ መቃሳን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.