Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዶብ ኢትዮ-ጂቡቲ ህንፀት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል ደገፍ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶብ ኢትዮ-ጂቡቲ ህንፀት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል ደገፍ 3 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ ምስ “ኮሜሳ” ስምምዕነት ተፈፂሙ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣይተ ካሳሁን ጎፌ፥ ምስ ዋና ፀሓፊት ሓበራዊ ኢኮኖሚ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ (ኮሜሳ)ቼልሺ ካኣፕዋፒዊ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ኣብ ዶብ ኢትዮ-ኬንያ ከተማ ሞያሌ ዘበናዊ ማእኸል ዕዳጋ ንምህናፅ ኣብ ዝቕፅል ዓመት እቲ መፅናዕቲ ተዛዚሙ ስራሕቲ ህንፀት ንክጅመር ዘኽእል ውሳነ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.