Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ከምዝተዓወቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚደንት ኮይኖም ከገልግሉ ዝፀንሑ ዊልያም ሩቶ ሳሙኤል ኣብ ፕረዚዳንታዊ ምርጫ ኬኒያ ከምዝተዓወቱ ተገሊፁ።

ኣቦመንበር ኮሚሽን ምርጫ ኣብ ዝገለፆ ውፅኢት ምርጫ ዊልያም ሩቶ 50 ነጥቢ 49 ሚእታዊት ብምርካብ ከምዝተዓወቱ ኣፍሊጦም።

ቀንዲ ተቓናቓኒኦም ዝኾኑ ራይላ ኦዲንጋ ብወገኖም 48.85 ሚእታዊት ከምዝረኸቡ እቲ ሓላፊ ናይቲ ኮሚሽን ገሊጹ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.