Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝተኻደ  ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ

ኣደስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2003 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት በሪሁ ኣረገዊ ሎሚ ምሸት ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ዙሪክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ።

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ  ነቲ ውድድር ብ12:58.65  ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ኣትሌት ዮሚፍ ቀጄልቻ ድማ ብ13:04.29 ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም መበል ሓምሻይ ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ።

ብደቂ ኣኒስቲዮ 5000 ሜትር ውድድር ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ብ14:30.30  ሰዓት ሳልሰይቲ፣ ኣትሌት ፋንቱ ወርቁ ብ14:43.60 ሻድሻይ ደረጃ  ውድድራ ምዝዛማ ካብ ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.