Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ፋይናንስ ኣሕመድ ሺዴን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

ኣብ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ኣፈፃፅምኦምን ቀፃሊ ትልሚን ዝጠመተ ዘተ ይግበር ኣሎ።

ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብዕሊ ድሕሪ ምኽፋቱ ኣብ ዝተፈላላያ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ብዝተጣየሹ ኮሚቴታት ስትሪንግ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ጎስጓስ ከምዝተገበሩ ተሓቢሩ።

ብትዝታ ደሳለኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.