Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ስቴፈን ኣውራ ዘቲዮም።

ኣብ ምንጥንኻር ክልቲኣዊ ርክብ ዝጠመተ ዘተ ምግባሮም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

መንግስቲ ጀርማን ኣቭብ ዓውዲ ፋይናንስ ብፍላይ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባንኪ ዘለዎ ልምዲ ናብ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምስፋሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት አውን ተላዚቦም።

ብተወሳኺ ኣብ ሳይበር ድሕንነትን ዲጂታላይዜሽንን ዘድሃበ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.