Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡

ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ “መላእ ህዝቢታት ኢትዮጵያ እንኳዕ ደስ በለኩም፤ እንኳዕ ደስ በለና” ኢሎም፡፡

ኢትዮጵያ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ክትሓልፍ ድሙቕ ታሪኽ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓታትን እታ ሃገራዊት ጋንታ “ኣኹሪዕኹምና” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.