Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም መቐመጢኦም ኣብ ጎረባብ ሃገራት ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም መቐመጢኦም ኣብ ጎረባብ ሃገራት ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም።

ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት፥ ኢትዮጵያ 6 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ከምዝሃቀነትን ንጎረባብቲ ሃገራት እውን 1 ቢሊየን ፈልሲ ከምዘዳለወትን ኣይተ ደመቀ ኣብ ዘተኦም ገሊፆም፡፡

ህንፀት ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንሓለዋ ከባቢ ዝህቦ ረብሓ ኢትዮጵያ ዘለዋ ልምዲ ምክፋል ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ሰላማዊ ርክብ ከምዘዕቢእውን ተዛሪቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.