Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕባባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕባባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነንን ምስ ፍሉይ ተወካሊ እቲ ሕብረት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣንቴ ዌበርን ተዛቲዮም።

ኮሚሽነር ጁታ ኡርፒላይነን ኢትዮጵያ ዕዉት መረፃ ብምክያድ ሓዱሽ መንግስቲ ንምጥያሽ ብምብቃዓ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን፡፡

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ምምሕያሽ ከምዝድግፍን ዘካይዶም ስራሕቲ ልምዓት ኣጠናኺሩ ንምቕፃል ትልሚ ከምዘለዎ እውን ኣገንዚበን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.