Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ሞኤቲ ሺዲ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ምክልኻልን እትገብሮ ዘላ ፃዕሪን ኣብ ኣፍሪካ ከትባት እቲ ሕማም ተበፃሒ ኣብ ምግባርን ከምዝኾነ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ብተወሳኺ ትካል ጥዕና ዓለም ንዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ከምዝቕፅል ዶክተር ሞኤቲ ገሊፀን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.