Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሃንደበታዊ ሞት ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃእን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሃንደበታዊ ሕልፈት ህይወት ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

”ሓውና ነቲ ክልል ኩለ መዳያዊ ለውጢ ክብል ንዓመታት ካብ ቤተሰቡ ሪሒቑ ንዕላምኡ ምሉእ ግዜኡ ብምሃብ ብፅንዓት ዝተቃለሰ ጠንካራ ኣመራርሓ ነይሩ” ኢሎም።

እዚ ድማ ታሪክ ዘይርስዖ እንትኸውን፥ ዓብዪ ሰብ ብሃንደበት ምስኣን ሓዘንና መሪር ይገብሮ ክብሉ ገሊፆም።

ንመላእ ቤተሰብ፣ ዘመድን መላእ ህዝቢን ኣመራርሓን እቲ ክልል ምፅንዕናዕ ምምናዮም ኣብ  ፌስቡክ ገፆም ፅሒፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.