Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ዝርከብ መራብሒ ምሩፅ ዘርኢ ሕርሻ ሴሮፍታ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ኣፈ ጉባኤታት ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪን ሚኒስትራትን ዘካተተ ልኡኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝርከቡ ዝራእቲ ሕርሻ ዑደት ገይሮም።

ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ዑደቶም፥ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ዝርከብ መራብሒ ምሩፅ ዘርኢ ሕርሻ ሴሮፍታ ተዓዚቦም።

ንኢትዮጵያ ምልዋጥ ዝከኣል ሕርሻ እንትዝምን ስለዝኾነ፥ እዚ ጋህዲ ንምግባር ኩሉ በቢዓውዱ ዝተዋፈረ ሰብ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ተሳተፍቲ እቲ ዑደት ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.