Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ስእሊ ዝተዓወቱ ሰገናት ሽልማቶም ተረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣዲስ ኣበባ ብምውካል ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከተማ ቹንቹን ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ስእሊ ዝተዓወቱ ሰገናት ሽልማቶም ተረኪቦም።

ምክትል ተፀዋዒ ኤምባሲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ኪም ሂዮን ዱ፥ እቲ ሽልማት ብሽም ከንቲባ ከተማ ቹንቹን ንተዓወትቲ ሰገናት ኣረኪቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.