Fana: At a Speed of Life!

ኣፈፃፅማ ንግዲ ወፃኢ ዘፈር ሕርሻ 109 ሚኢታዊ ትልሚ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ዘፈር ንግዲ ወፃኢ ሕርሻ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።

እዚ ኣፈፃፅማ ድማ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 109 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ምስ ኣፈፃፅማ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ድማ ናይ 323 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወይ ድማ 32 ሚኢታዊ ሓለፋ ኣለዎ ተባሂሉ።

እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ኣብቲ ከይዲ ኣስተዋፅኦ ንዝነበሮም ኩሎም ኣካላት ምስጋና ዘቕረበ እንትኸውን፥ ኣብ ዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ምሕታቱ እውን ካብቲ ሚኒቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.