Fana: At a Speed of Life!

ኤሌክትሪክ ናይ ምክፍፋል ስራሕ ዓብዪ ኣካል ብምዃኑ እቲ ዓውዲ ሙሉእ ንሙሉእ ደገፍ ክግበረሉ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሌክትሪክ ናይ ምክፍፋል ስራሕ ዓብዪ ኣካል ብምዃኑ እቲ ዓውዲ ሙሉእ ንሙሉእ ደገፍ ክግበረሉ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ሚኒስትራት ስራሕን ክእለትን፣ ምክልኻል ሃገር፣ ኢንዱስትሪን ኢኖቬሽንን ብሓባር ብምዃን ኣብ ኢንዱስትሪታት ዑደት ኣካይዶም።

ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሃገር ቦቀል ኩባኒያታት ልዑል ሓይሊ ዘመሓላልፍን ገመዳት ኤሌክትሪክን ብምፍራይ ኣብ ቀረብ ሓይሊን ቴሌኮም ኢንዱስትሪን ምስታፎም ኣዝዩ ዘተባብዕ ኢዩ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ተፍሪ ሓሳብ ጥራሕ ኣይኮነ፤ ኣብ ምዕባይ ዘሎ ተግባራዊ ሓቂ፤ ኢንዱስትሪታት ብሃገር ቦቆል ፈሪያት ተሽከርከርቲ፣ ፍሪያት መለዋወጢ ሓይሊን ቴለዌኮምን ከም ልዑል ተሸካሚ ገመዳት ኤሌክትሪክ ብምፍራይ ኢሉ እውን ኣብ ዓውዲ ጨርቃመርቂ ዝተዋፈሪ ኢዮም።

ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ አምነ ኩርናዕ ኢኮኖሚና ስለዝኾነ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ወፅኢታዊ ኣብ ዝኾኑ ሃገር ቦቆል ኣፍረይቲ ዘነፃፀረ ብርሃን ረኺቦም ኢዮም አንትብል ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.