Fana: At a Speed of Life!

ኤጀንሲ ማእኸላዊ ስታትስቲክስ ናህሪ ዋጋ ወርሒ መጋቢት 20 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘርኣየ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ማእኸላዊ ስታትስቲክስ ሓፈሻዊ ናህሪ ዋጋ ወርሒ መጋቢት ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 20 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘርኣየ ገሊፁ።

ኣብ ኣእኻል ዝተርኣየ ወሰኽ ኣብ ዋጋ ምግቢ ወሰኽ ንክህሊ ከምዘኽኣለ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብ ኣትክልቲን ጥረ ምረን ወሰኽ ዋጋ ከምዝተመዝገበ ታሐቢሩ።

ብኻሊእ መዳይ ኣብ ዘይቲ ብልዒ፣ ቅመማቅመምን በርበረን፣ ፍረምረ፣ ቡና ዘሎ ወሰኽ ዋጋ ኣብዚ ወርሒ እውን ከምዝቐፀለ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.