Fana: At a Speed of Life!

እቶት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 36 ቢሊየን ብር ዝዋግኦም ፍሪያታት ኣሻይጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) እቶት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 36 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዝዋግኦም ፍሪያታት ከምዘሻየጠ ኣፍሊጡ።

ካብ መንጎ እቲ ዝተሻየጠ ፍሪያታት፥ ቡና 35 ሚኢታዊ፣ ሰሊጥ 32 ሚኢታዊ፣ ዓይኒ ዓተር 14 ሚኢታዊ ብፅሒት ከምዘለዎም ተሓቢሩ።

ፍሪያታት መኣድን ኢትዮጵያ ንምሽያጥ ዘኽእል ስርዓት ኣሰራርሓ ንምሕንፃፅ መስ ሚኒስቴር መኣድንን ነዳዲን ሰነድ ስምምዕነት ከምዝተፈራረመ አውን ኣፍሊጡ።

እዚ ንምዕዋት ድማ ሰብ ሞያ ከልቲአን ኣብያተ ዕዮ ዘለውዎ ቴክኒክ ኮሚቴ ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.