Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ፕሬዚዳንት ምንቅስቓስ ፖለቲካ ፀለምቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮሎራዶ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ፕሬዚዳንት ምንቅስቓስ ፖለቲካ ፀለምቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮሎራዶ ቢያንካ ኤመርሰን ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ምዕባትን ምብቃዕን ፖለቲካ ደቂ ኣኒስቲዮ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ምልዛበን እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.