Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆዜ ማሲንጋ ዘቲየን።

እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።

ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝካኣለሎም ዛዕባታት እወን ምልዛቦም ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ከተማታት ኣሜሪካ ዘለዋ ርክብ ክብ ብዛዕባ ምባል ምዝታዮም እተን ከንቲባ ኣብ ማሕባራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ኣብሪሀን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.