Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌስን ልኡኾምን ተዛቲየን።

ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ልምዓት ወሰን ሪባ፣ ልምዓት ኣናእሽተይ መፃወቲ ሜዳን ልውውጥ ባህሊን ሓርለካ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ከምዝተዛተያ ኣፍሊጠን።

እተን ክንቲባ ጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጣሊያን ኣብ ፕሮጀክት ልምዓት ወሰን ሩባ ኣዲስ ኣበባ ንዘበርከቶ 5 ሚሊየን ዩሮ ምስጋና ኣቕሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.