Fana: At a Speed of Life!

ካልአይቲ መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ በርበራ ልዕሊ 11 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ተራግፍ ኣላ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ) ሸበሌ ዝተብሃለት ካልአይቲ መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ በርበራ ልዕሊ 11 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ተራግፍ ከምዘላ ትካል ኣገልግሎት ሎጂስቲክስን ትራንስፖርቲን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሮባ መገርሳ ፥ እታ መርካብ ካብ ህንዲ ዝፀዓነቶ  ሽኮርን ሩዝን ኣብ ወደብ በርበራ ተራግፍ ከምዘላ ገሊፆም።

ነጋዶታት ሱማሌላንድ ልዑል ድልየት ከምዘርኣዩ ዝገለፀ እቲ ትካል፥  ኣገልጎሎት ምሃብ ብስሩዕ ከምዝቕፅል ምግላፁ ካብ ምንስቴር ትራንስፖርት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.