Fana: At a Speed of Life!

ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምኽክር ትካላት ሃይማኖት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምኽክር ትካላት ሃይማኖት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።

አብቲ ጉባኤ÷ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስት፣ ኣምባሳደራት፣ ተወከልቲ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላት ትካላትን ተረኺቦም።

ብብርኪ ኣህጉርን ዓለም ለኸን ሰላምን ልምዓትን ምርግጋፅ፣ ሰብኣዊ ክብሪ ምሕላው፣ ከባቢ ምሕላው፣ ናይ ፅልኢ ዘረባን መፃእቲ ምፅላእን ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ምኽክር ምግባር ቀንዲ ዕላማ እቲ ጉባኤ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቲ ጉባኤ÷ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት መሓዙት ትካላት ብምትሕብባር ብላዕለወይቲ ሓላዊነት ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ከምዝተሰናደአን ሎሚን ፅባሕን ከምዝካየድን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.