Fana: At a Speed of Life!

ካብ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ካብ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተኣከበ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ካብ መንጎ እቲ ዝተኣከበ ገንዘብ እቲ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር፣ 59 ነጥቢ 3 ሺህ ዩሮ፣ 53 ሺሕ ፓውንድ ከምዝኾነን 35 ሺሕ ዶላርን 8 ሺሕ ዩሮን ቃል ከምዝተኣተወ እቲ ኣገልግሎት ገሊፁ።

8 ሚሊየን ዶላር ዝግመት ናውቲ ከምዝተኣከበ ተሓቢሩ።

ብኣተሓባባርነት ሚሲዮናት ብምድላው ሚኒስቴር ገንዘብ ፌዴሪኢ ሒሳብ ቁፅሪታት ማለት እውን ንዩሮ (1000439142832)፣ ንዶላር (1000439142786) ከምኡውን ንፓውንድ (1000443606304) ብምጥቃም ካብ ዝግበር ደገፍ ብተወሳኺ ኣማራፂ “አይዞን ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ” (https://eyezonethiopia.com) ብምጥቃም እቲ ዳያስፖራ ደገፉ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል እቲ ኣገልግሎት ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.