Fana: At a Speed of Life!

ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣  25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም።

ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምብእታን ዝኸፈቶ ኩይናት ንምምካትን ሉእላውነት ሃገር ንምሕላውን ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ግምባር ኣምሪሖም።

እቶም ወፈርቲ ”ኣሸባሪ ጉጅለ ብምድምሳስ ሰላም እዛ ሃገር ክንሕሊ ኢና” ኢሎም።

መንግስቲ ብመሰረት ዘቕረቦ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ስዋእቲ ንምኽፋል ምድላዎም ድማ ገሊፆም ክብል ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.