Fana: At a Speed of Life!

ካብ ፍሪያታት ሰደድ ንግዲ 617 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 78 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ክትትል ካብ ዝገብረሎም ካብ ፍሪያታት ሰደድ ንግዲ 617 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ናይ 80 ነጥቢ 08 ሚሊየን ዶላር ወሰኽ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።

ጥራምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ድማ ልዑል ኣታዊ ዝተረኸበሎም ፍሪያታት ከምዝኾኑ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.