Fana: At a Speed of Life!

ካብ ፍርያታውነት ወፃእ ምዕባለ ምዕዋት ዝሕሰብ ኣይኮነን – ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ፍርያታውነት ወፃእ ምዕባለ ምዕዋት ዝሕሰብ ኣይኮነን” ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።

ኣይተ መላኩ ኣለበል ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ምንቅስቓስ ማሕለኻታት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምፍታሕ፣ ንዘላቒ ልምዓትን ተወዳዳራያነትን ምቹው ኩነታት ምፍጣር ዕላማ ዝገበረ ከምዝኾ ኣብሪሆም፡፡

ሃገር ለኸ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ዝቕፅል 29 ሚያዝያ ከምዝካየድ ዝሓበሩ እቶም ሚኒስትር፥ ክሳብ ሕዚ ብዝተፈላለዩ ክልላት እናተኻየደ ምፅንሑ እውን ኣዘኻኺሮም፡፡

ብሃብታሙ ተክለስላሴ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.