Fana: At a Speed of Life!

 ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ሓገዝ ዕላዊ ገይራ።

ኣብዚ ዓመት ብሰንኪ ዘጋጠሙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምድጋፍን ዕላዊ ምግቢ ንምቕራብን ዝሕግዝ ፕሮጀክት ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

በቲ ሓገዝ ትኹረት ዝተገበረሎም ዓውዲታት ጥዕና፣ ትምህርቲ፣ ውሕስነት ምግቢ፣ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን፣ ኣቕርቦት ፅሩይ መስተ ማይን ካብ ስደት ንዝተመለሱ ተረባሕቲ ዝገብሩን ከምዝኾኑ አውን ተገሊፁ።

ጎድኒ ንጎድኒ እቶም ፕሮጀክቲታት ልምዓት፥ ብሰንኪ ኮቪድ 19 ንፀገም ንዝተቓልዑ ወገናት ንምግቢ፣ ናውቲ፣ መድሓኒትን ዝኸወን 40 ሚሊየን ብር ከምዝሰለዐት ድማ ሓቢራ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.