Fana: At a Speed of Life!

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ዓለም እቲ ዝለዓለ ተኸፋሊ ገንዘብ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ እዋን ምስ ስዑዳዊት ክለብ ኣልነስር ዝፃወት ዘሎ ፖርቹጋላዊ ኮኾብ ክርስቲያኖ ሮናልዶ፥ ካብ 2017 ዓ.ም.ፈ ኣትሒዙ ኣብ ዓለም ዝለዓለ ክፍሊት ገንዘብ ዝረክብ ስፖርታዊ ከም ዝዀነ ተገሊፁ።

ወዲ 38 ዓመት ሮናልዶ፥ ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ 136 ሚልየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ሓበሬታ ፎርብስ ብምርቋሕ ቢቢሲ ፀብፂቡ።

ሮናልዶ፥ ምስ ክለብ ኣልነስር ብመሰረት ዝኣተዎ ውዕል ኣብ ዓመት 200 ሚልየን ዶላር ክኽፈል እዩ።

ኣርጀንቲናዊ ኮኾብ ዓለም ሊዮነል መሲ ድማ 130 ሚልየን ዶላር ኢዩ ዝረክብ።

ኣብ ካልኣይ ደረጃ ኪሊያን ምባፐ ኸኣ ብ120 ሚልየን ዶላር ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ተሰሪዖም ኣለዉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.