Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ከምዝዛዘመ ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቲ ስሩዕ ኣኼባ “ንኢትዮጵያ ሰላምን ምዕባለን ዘለና ቁርፀኝነት ብምሕዳስ ተዛዚሙ” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ፅሒፎም።

እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ብዙሓት ወሰንቲ ጉዳያት ብምድሃብ ንክልተ መዓልታት ዝዘተየ እንትኸውን፥ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ምቕማጡ ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ምሕባሩ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.