Fana: At a Speed of Life!

ኮርፖሬሽን መንበሪ ኣባይቲ ፌዴራል ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ከተማ ንምቅላል ዝገብሮም ፃዕሪታት ዘሕጉሱ ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን መንበሪ ኣባይቲ ፌዴራል ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ከተማ ንምቅላል ዝገብሮም ፃዕሪታት ዘሕጉሱ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቲ ኮርፖሬሽን፥ ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ሰለስተ ሄክታር መሬት ዝዓረፉ ኣብ 16 ህንፃታት 500 መንበሪ ኣባይቲ ብብር 3 ሚሊየን ከምዝሃነፀ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፆም።

ዶክተር ኣቢይ ድሌት መንበሪ ኣባይቲ ከተማ ንምምላእ፤ መንግስቲ ከምዚ ዝበሉ ትካላት ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ኣፍሊጦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.