Fana: At a Speed of Life!

ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ 2015 (ኤፍ )ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ(/) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ክልቲኦም ትካላት ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርግጋዕን ንክረጋገፅ ዘለዎም ቁርፀኝነት ምግላፆም ወርቅነህ ገበየሁ(/) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ዘላቒ ስምምዕነት ደው ምባል ተኹሲ ንክገብሩ፣ እቲ ኲናት ደው ንክብልን ፖለቲካዊ ዘተ ንክግበርን ብሓባር ይሰርሑ ከምዘለዉ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.