Fana: At a Speed of Life!

ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳነት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ተዛቲየን።

ኣሜሪካ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ ዓውዲ ፍትሒ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትገብሮ ደገፍን ሓገዝን ተዛቲየን።

ኣምባሳደር ጊታ ፓሲ፥ ሰርዓት ፍትሒ ናፃን ገለልተኛን ንምግባር ዓሊሙ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዝግበር ፃዕሪ ንኢደን።

ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ኢትዮጵያን ዘሎ መሕዝነት ከምዝቕፅል መግላፀን ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.