Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሊፖ ግራንዴ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ብላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሊፖ ግራንዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን።

እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝን ጉዳይ ስደተኛታትን ኣብ ኢትዮጵያ እናተሰርሑ ብዛዕባ ዘለዉ ተግባራት ኣመልኪተን ነቶም ኮሚሽነር ኣብሪሀን።

ክልቲኦም ኣመራርሓታት ኣብ ቀፀልቲ ስራሕቲ ምትሕብባር ምዝታዮም እውን ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.