Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፍሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)  ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፍሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጊልስ ሚካድ ተዛቲየን።

እቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውፅኢታውን ደሕንነቱ ዝሓለወን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ምዝታዮም ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.