Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ክብረ በዓላትን መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ምጥያሽ መንገስቲን ብሰላም ምክያዱ ኣመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዓበይቲ ክብረ በዓላትን መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ምጥያሽ መንገስቲን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ብምክያዱ ምስጋና ኣቕሪበን።

ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጡ ክብረ በዓላትን ሃራዊ መደባትን ብሰላም ተዛዚሞም ኢዮም፡፡

ልዕሊ 2 ሺሕ ዳሜራታት ዝተተኸሉሉ በዓል መስቀልን ብዙሓት ኣጋይሽ ዝተሳተፉሉ በዓል ኢሬቻን ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምዝተዛዘሙ ኣብሪሀን።

ካብዚ ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ዘተኣናገደቶ ታሪኻዊ በዓል ምጥያሽ መንግስቲ እውን ብዓወት ከምዝተዛዘመ ዝሓበራ እተን ከንቲባ፥ ብምትሕብባር ነርቲ እታ ከተማ ስለዝኾነ ነበርቲ ምስጋና ይግበአኩም ክብላ ገሊፀን።

ብቆንጂት ዘውዴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.