Fana: At a Speed of Life!

ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁን (ዶ/ር) ሓላፍነቶም ንቐፀልቲ ኣርባዕተ ዓመታት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ሓላፍነት ዋና ፀሓፊነት እቲ ትካል ወርቅነህ ገበየሁን (ዶ/ር)ንቐፀልቲ ኣርባዕተ ዓመታት ኣናዊሑ።

ብተወሳኺ ጁቡቲ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ነቲ ትካል ብኣቦ መንበርነት ክትመርሕ ዝፀንሐት ሱዳን፥ ሓላፍነታ ንጅቡቲ ከምዘረከበት  ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝተሳለጠ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ መራሕቲ እተን ኣባላት ተሳቲፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.