Fana: At a Speed of Life!

ውድብ ኦብነግ ንኣይተ ሙስጠፌ መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግምባር ብሄራዊ ናፅነት ኦጋዴን (ኦብነግ) ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኮይኖም ብምምራፆም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፉ።

እቲ ውድብ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ምስ መንግስቲ እቲ ክልል ሓቢሩ ንምስራሕ ዘለዎ ቆራፅነት ኣመልኪቱ፡፡

ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን እቲ ክልል፥ ኣይተ ሙስጠፌ ናብ ቅድሚት ምምፀኦም ትኽክለኛ ውሳነ ከምዝኾነ እውን ገሊፁ፡፡

ብሓፈሻ ኦብነግ ምስ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ሓቢሩ ምስርሑ ከምዝቕፅል ዝሓበረ እቲ ውድብ፥ ኣብ ሓበራዊ ምትእምማን ዝተመርኮሰ ሃናፂ ስራሕ ከምዝሰርሕ እምነቱ ከምዝኾነ ኣብሪሁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.