Fana: At a Speed of Life!

ዑደት ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ ጂቡቲ ናይ ህዝቢታት ሕውነት ዘጠናኽር ኢዩ – ኣምባሳደር ብርቱካን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ ጂቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዑደት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ምጥንኻር ኩነታ ከምዝቕይር ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን።

ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ÷ ትማሊ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ልጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ ጂቡቲ ኣቀባብላ ገይረናሉ፡፡

እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዝገበረኦ መደረ÷ እዚ ታሪኻዊ ዑደት ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ርክብ እናጎልበተ ምምፅኡ ዘርኢ ከምዝኾነ ኣብሪሀን፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ወሳኒ ምዕራፍ ምዃኑ ገሊፆም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.