Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ቄለም ወለጋ ንዝርከቡ ብጎንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ወረዳ ቄለም ወለጋ፣ ሃዋ ገላንን ስዮን  ንዝርከቡ ብኮንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ።

እቲ ደገፍ፥ ስርናይ፣ ዓልቋይን ዓተርን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ንሕድሕድ ስድራ እታዎታት ዘመናዊ ዱኽዒን ግብርናን ንምግዛእ ዘኽእለ ደገፍ ብር ከምዝግበር ምግላፁ ካብ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.