Fana: At a Speed of Life!

ዕላዊ ምስረታ ከተማ ሸገር ኣመልኪቱ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ምስረታ ከተማ ሸገር ኣመልኪቱ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክለልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ፣ ከንቲባ ከተማ ሸገር ተሾመ ኣዱኛ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣  ዓበይቲ ዓዲን ኣቦታት ሃይማኖትን ተረኺቦም፡፡

ዕላዊ ምስረታ ከተማ ሸገር 19 ለካቲት 2015 ዓ.ም ዝካየድ እንትኸውን፥ ነዚ ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት እናተኻየደ ይርከቡ፡፡

ኣብቲ ፓናል ዘተ፥ ኣብ ምስረታ እታ ከተማትኹት ዝገበረ ክልተ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም ልዝብ ይግበረሎም ኣሎ።

ብለሊሴ ተስፋዬን ዳግማዊ ዴክሲሳን

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.