Fana: At a Speed of Life!

ዕዳጋ ሰንበት ብምስፋሕ ምኽባር ናብራ ንምምሕያሽ ዝተጀመሩ ዘበረተታትዑ ስራሕቲ ክጠናኸሩ ኢዮም – ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ሰንበት ገበያን ብምስፋሕ ምኽባር ናብራ ንምምሕያሽ ዝተጀመሩ ዘበረተታትዑ ስራሕቲ ክጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ገሊፆም።

እቶም ሚኒስትር ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ዕዳጋ ኣብ ምርግጋእን መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማትን ዝተወገኑ ስራሕቲ ተዓዚቦም።

እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ከምዝገለፁዎ÷ በቢከባቢኡ ዕዳጋታት ሰንበት ብምጥያሽ ምኽባር ናብራ ንምርግጋእ እናተሰርሐ ይርከብ።

ዕዳጋታት ሰንበት ዓዳጊ ፍርያት ብዝተመጣጠነ ዋጋ ንኽረክብ ዕድል ብምፍጣሩ ኣብቲ ዓውዲ ዝተጀመሩ ዝበረታትዑ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ምዝቕፅሉ ኣብሪሆምል።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.