Fana: At a Speed of Life!

ዕዳጋ ስቶክ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዕዳጋ ስቶክ ኣብ ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲ።

እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ፣ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤፍ ኤስ ዲ ኣፍሪካን ኢዩ ተፈፂሙ።

ብመሰረት እዚ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያማሞ ምህረቱን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኤፍ ኤስ ዲ ኣፍሪካን ማርክ ናፒየ ክታሞም ኣንቢረምሉ።

እቲ ስምምዕነት ዕዳጋ ስቶክ ንምጥያሽ ዘድሊ ደገፍ ቴክኒክን ፋይናንስን ከምዝቐርብ ተገሊፁ።

ዕዳጋ ስቶክ ንኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዓንዲ ሑቐ ነዝኾኑ ደኣንት መድረኻት ምትእኽኻብ እቶት ከምዝፈጥር ተሓቢሩ።

ብታሪኩ ለገሰ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.