Fana: At a Speed of Life!

ዕዳጋ በዓላት ዝቆፃፅር ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓላት ብምዝማድ ዕዳጋ በዓላት ዝቆፃፅር ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ።

እቲ ካብ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ዝተውፃእፀአ ግብረ ሓይሊ፥ ናህሪ ዋጋ ከምዘቆፃፀር ኣፍሊጡ።

ዕላማ ምጥያሽ እቲ ገብረ ሓይሊ፥ ሸቐጣት፣ ፍሪያታት ፋብሪካ፣ ኣሕምልቲን ንማሕረዲ ዝኾኑ እንስሳታትን ብእኹል ንምቕራብን ዘየድሊዩ ናህሪ ዋጋን ንምቁፅፅር ኢሉ እውን ስጉምቲ ንምውሳድ ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ነትምህርቲ ዘድሊዩ ናውቲታት ንሕብረተሰብ ብተመጣጣኒ ዋገ ንምቕራብ ከምዝስራሕ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.