Fana: At a Speed of Life!

 “ዘይሕጋዊ ሰንሰለት ድለላ ብምብታኽ ናህሪ ናብራ ንምቕራፍ ክንሰርሕ ኢና”-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣብ መንጎ መፍረይቲን ሸመትቲን ዘሎ ዘይሕጋዊ ሰንሰለት ድለላ ብምብታኽ ናህሪ ናብራ ንምቕራፍ ክንሰርሕ ኢና” ክብላ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲን ዞባ መብራቕ ሸዋን ብኩታ ገጠም ዝለምዑ ግራውቲ ዑደት ምግባሮም ይዝከር።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተሳተፋ እተን ከንቲባ፥ ኣብ ዕዳጋ ዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋ ብምግባር ናህሪ ዋጋ ንክበኣኣስ ዝገብሩ ዘይሕጋዊ ደለልቲ ይርከቡ ኢለን።

እቶም ዘይሕጋዊ ሰንሰለት ድለላ ብምብታኽ ናህሪ ናብራ ንምቕራፍ ክንሰርሕ ኢና ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.