Fana: At a Speed of Life!

ዝርዝር ሽም ሎሚ መዓልቲ ክሶም ክቋረፅ ዝተወሰነ ዜጋታት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጌ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ገሊፁ።

ብመሰረት እዚ፦

1. ሌ/ኮ/ ቢኒያም ተወልደ

2. ሌ/ኮ/ል ሰላይ ይሁን

3. ሌ/ኮ/ል ፀጋዬ ኣንሙት

4. ኮ/ል ሸጋው ሙሉጌታ

5. ኮ/ል ግርማ ማንዘርጊያ

6. ኮ/ል ዙፋን በርሀ

7. ኮ/ል ኣስመረት ኪዳኔ

8. ሻ/ል ይኩኖኣምላክ ተሰፋዬ

9. ኣይተ ኣለም ፍፁም

10. ኣይተ ሰለሞን ኣብርሃ

11. ኣይተ ሰመረ ኃይለ

12. ኣይተ ክፍላይ ንጉሰ

13. ሌ/ኮ/ል መንግስቱ ከበደ

14. ሌ/ኮ/ል እሥራኤል ኣሰፋው

15. ሌ/ኮ/ል ከተማ ከበደ

16. ሌ/ኮ/ል ለተብርሃን ደመወዝ

17. ኣይተ ዑስማን ከበደ

18. ሌ/ኮ/ል ዋቅቶላ ኣዲሱ

19. ሌ/ኮ/ል ታቦር ኢዶሳ

20. ሻ/ል ዩሓንስ ትኬሳ

21. ወ/ሮ ወላንሳ ገ/ኢየሱስ

22. ሻ/ቃ ረመዳን ለጋስ

23. ኣይተ ሙሉጌታ ሰይድ

24. ኣይተ ዋሴዕ ሳድቅ

25. ኣይተ ሲሳይ ደበሌ

26. ኣይተ ኣክሊሉ ግርማይ

27. ወ/ሮ ራህማ መሓመድ

28. ወ/ሮ ዘምዘም ሓሰን

29. ኮ/ር ፋሩቅ በድሪ

30. ኣይተ ኣስጠራው ከበደ

31. ኣይተ ሲሳይ ኣልታሰብ

32. ኣይተ ኣበበ ፋንታ

33. ኣይተ ኣስቻለዉ ወርቁ

34. ኣይተ ተሾመ መለሰ

35. ኣይተ ኣለምነህ ሙሉ

36. ኣይተ ከድር ሰይድ

37. ኣይተ ኣዲስ ኣማረ

38. ኣይተ ኣማረ ብሌ

39. አቶ ክርስቲያን ታደለ

40. ኣይተ በለጠ ካሳ

41. ኣይተ ሚፍታህ ሸምሱ

42. ዶ/ር ማቴ ማንገሻ

43. ኣይተ ታሪኩ ለማ

44. ኣይተ ጌታሁን ዳጉይ

45. ኣይተ በላይ በልጉዳ

46. ሪ/ፓ/ር አመሉ ጣሚሶ

47. ኣይተ ተፈራ ቄንፈቶ

48. ረዳት ፕሮፈሰር ተሰማ ኤልያስ

49. ኣይተ ኣማኑኤል በላይነህ

50. ኣይተ ኣዲሱ ቃሚሶ

51. ሱ/ኢ/ ኣሰገል ወ/ጊዩርጊስ

52. ሱ/ኢ/ ኣሰፋ ኪዳኔ

53. ሱ/ኢ/ ገ/እግዚአብኤር ገ/ሃዋርያት

54. ኣይተ ግርማ አቡ

55. ኣይተ ኣብዱልሙኒየር ኣብዱልጀሊስ

56. ኣይተ ቶፊቅ ኣብዱልቃድር

57. ኣይተ ከማል መሃመድ

58. ኮ/ር ዑስማን አሕመድ

59. ኮ/ር ኤዶሳ ጎሽ

60. ኣይተ ባበከር ከሊፋ

61. ዋ/ሳ/ እቴነሽ ኣርፋይኔ

62. ኣይተ ኤርሚያስ ኣመልጋ

63. ኣይተ ሙሉጌታ ሰይድ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.