Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሶም ይምለሱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርጫ ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሶም ይምለሱ ኣለዉ።

ትማሊ ብምኽኒያት ምርጫ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝርከቡ ትካላት ንግዲ፣ ፋብሪካታት፣ ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፅዮም ዝነበሮ እንትኮኑ፥ ኣገልግሎት ትራንስፖርት እውን ተቛሪፁ ነይሩ ኢዩ።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣጋሮን ደብረብርሃንን ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ተኸፊቶም ኣገልግሎት ይህቡ ኣለዉ።

ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ምምሃር ምስትምሃር ኣብያተ ትምህርቲን እውን ይቕፅሉ ከምዘለዉ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝገበሮ ትዕዝብቲ ኣረጋጊፁ።

ብሙክታር ጠሃን ኣላዩ ገረመውን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.